arrow_back
LFEBridge
DONATE

close


ሰላም ናኣኹም ይኩን ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም የሕዋት ነዛ ሓፍትና ንእስነታ ከይጸገበት ክልተ ኹሊታ ዝሓመመት ብዘለና ክንሕግዛን ክንታሓባበራን ብትሕትና ናሓትት። ሙሉእ ስማ እምነት በረቀ ገብረሚካኤ ሰንጋል ትባሃል ትውልዲ ዓዲ ኣቡኣ መንደፈራ ዓረት ኮይና፣ ስም ኣዲኣ ሂዋን ወልደንኪኤል ቱኩእ፣ትባሃል ትውልዲ ዓዲ ካኣ ዓድኻንታ ዓረት ኢዩ




Artículos relacionados